እንግሊዝኛ ስዋስዉ
ዝስዕቡ ዘሎዉ ቪዲዮታት ንኩሎም እንግሊዝኛ ክማሃሩ ዝደልዩ፣ በዚኦም ቪዲዮታት ትግርኛን እንግሊዝኛን ስዋስዉ ዝሕብሩ። በዚኦም መንገዲ ብቀሊል እንግሊዝኛ ንክንማሃር ይሕጉዙና።
1 ስዋስው መእተዊ Grammar Introduction
2 ስማት ኣብ ንጽል Nouns Singular
3 ስማት ኣብ ድርብ Nouns Plural
4 ተውላጠ ስማት ንበዓል ቤት Personal Pronouns
5 ውሱንን ወይ ዘይውሱንን ተወላጠ ስማት
Indefinite Articles
6 ኣመልካቲ ተውላጠ ስማት
Demonstrative Pronouns
7 ቅጽላዊ ኣመልካቲ ተውላጠ ስማት
Adjectival Demonstrative Pronous
8 ዋንነት ተውላጠ ስማት
Possessive Pronouns
9 ሕቶኣዊ ተውላጠ ስማት
Pronouns for Questions
10 ቅጽላት ኣብ ንጽል
Adjectivs Singular
11 ቅጽላት ኣብ ድርብ
Adjectives Plural
12 ግስታት መእተዊ - Verbs Introductions
13 ሱር ግሲ ናይዚ ግሲ - Infinitive
14.1 መእተዊ_ግስታት ኣብ ህልዊ እዋን present tense ኣብ ሕሉፍ እዋን past tense ርሑቅ ሕሉፍ እዋን past perfect tense
14.2 ጽማቕ ግስታት ኣብ ህልዊ እዋን present tense ኣብ ሕሉፍ እዋን
past tense ርሑቅ ሕሉፍ እዋን past perfect tense
15.1 ሓጋዚ ግስታት መእተዊ: ግሲ ነበረ
Auxiliary Verbs Introduction - Verb: be
15.2 ሓጋዚ ግስታት_ህልውን ሕሉፍን ቀጻሊ እዋን
Auxiliary Verbs - Present - Past Continuous Tense
15.3 ሓጋሲ ግስታት ንፍጹማት እዋናት
Present Perfect Tense - Past Perfect Tense
15. 4 ሓጋዚ ግስታት ህልዊ ሕሉፍ - ፍጹም ቀጻሊ እዋናት
Auxiliary verbs - Present Past Prefect Continuous Tenses
15.5 ሓጋዚ ግስታት will-ትንቢት_እዋን
will Future Tense
15.6 ሓጋዚ ግስታት be-going-to-ትንቢት_እዋን - be-going-to- Future Tense
15.7 ሓጋዚ ግስታት will-be-ትንቢት እዋን
will-be-Future Tense
15.8 ሓጋዚ ግስታት will-have-ትንቢት_እዋን
will-be-Future-Tense
15.9 ሓጋዚ ግስታት will-have-been ትንቢት_እዋን
will-have-been-Future Tense
15.10 ሓጋዚ ግስታት እንግሊዝኛ ህልዊ እዋንን ህልዊ ቀጻሊ እዋንን ንትንቢት እዋን
15. 11 መምሃሪ ካርታታት ንኩሎም ትንቢት እዋናት
Flashcards for all Future Tenses
15.12 ሓጋዚ ግስታት ተግብሮኣዊ እዋናት
Active - Passive Tenses
16 ግሲ: ሃለዎ Verb: have
17.1 ቅጥዓዊ ግስታት መእተዊ
Modal Verbs Introduction
17.2 ቅጥዓዊ ግሲ ከኣለ - Modal Verb: can
17.3 ቅጥዓዊ ግሲ ኣለዎ - Modal Verb must
17.4 ቅጥዓዊ ግሲ: ፈቐደ - Modal Verb: may
17.5 ቅጥዓዊ ግሲ: ይግብኦ - Modal Verb: Shall
17.6 እንግሊዝኛ ልሙድ ግስታት Verbs
ከም ቅጥዓዊ ግሲ Modal Verb
17.7 ሰበባዊ causal ግሲ ኣገባብ እንግሊዝኛ ግሲ
let ወይ make
17.8 ትእዛዝ ኣገባብ ናይዚ ግስታት Imperative
18 እንግሊዝኛ ግስታት ምስ ካልኦት ቓላት
ብሓባር ይስርሑ
19.1 ኣሉታዊ ግስታት: መትእተዊ
Negatives Verbs: Introduction
19.2 ኣሉታዊ ግስታት negative verbs
ንህልዊ እዋንን present tense ሕሉፍ እዋንን past tense
19.3 ኣሉታዊ ግስታት negative verbs ንwill-ትንቢት እዋን
will-future-tense
19.4 ኣሉታዊ ግስታት negative verbs ንኣሉታዊ ፍጹም ህልዊ እዋንን present perfect ኣሉታዊ ፍጹም ሕሉፍ እዋንን past perfect
19.5 ኣሉታዊ ቅጥዓዊ ግስታት
Negative Modal Verbs
19-6 have not ወይ don't have
20.1 ተወሳኸ ግስታት መእተዊ
Adverbs Introduction
20.2 ተወሳኸ ግስታትን ምስ ካልዖት ቓላት
Adverbs with other Words
20.3 ቦታ ናይዚ ተወሳኸ ግስታት ኣብ ሓረግ
the Place of Adverbs in the Sentence
20.4 ተወሳኸ ግስታት ናይ ኣገባብ
Adverbs of Manner
20.5 ተወሳኸ ግስታት ናይ ቦታን ኣንፈትን
Adverbs of Place and Direction
20.6 ተወሳኸ ግሲ ናይ ግዜ Adverbs of Time
20.7 ተወሳኸ ግስታት ናይ ድግማ
Adverbs of Frequency
20.8 ሓረጋዊ ተወሳኸ ግስታት - sentence adverbs
20.9 ተወሳኸ ግስታት ናይ መነጻጸሪ
Adverbs of Degree
21.1 ተግባራት Cases
21.2 ንመን ተግባር Dative Case
21.3 ናይ መን ተግባር Genitive Case
22.1 መስተዋድዳት Prepositions
23.1 መስተጻመራትን ሓረጋትን
Conjunctions and Clauses
24.1 መእተዊ ንመስተጻምራት ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓቢ ሓረግ
Introduction Conjunctions
24.2 መስተጻምር …ን …ን Conjunction and
24.3 መስተጻምር: ኰነ ወይ - Conjunction: either or
24.4 መስተጻምር: እኳ ኣይ...ን Conjunction: not even
24.5 መስተጻምር: ኣሽንኳይ-ዶ - ውን
conjunction: not only … but also …
24.6 መስተጻምር: … ይኹን … ኣይ...ን
Conjunction: neither … nor …
24.7 መስተጻምር: እምበኣር Conjunction: therefore
24.8 መስተጻምር: ወይ - conjunction: or
25.1 መስተጻምራት ንተኸታሊ ሓረጋት
conjunctions for subordinate clauses
25.2 መስተጻምር: ስለ ዝ - conjunction: because
25.3 ትግርኛ ጥብቆ ቅድሚት ዝ tigrinya prefix ዝ
25. 4 መስተጻምር ኣብ ክንዲ ዝ conjunction instead of
25.5 መስተጻምር ምንም እኳ … እንተ conjunction even if
25.6 መስተጻምራዊ ጥብቆ ቅድሚት ከይ - conjunction before
25.7 መስተጻምር ክሳዕ - conjunction until
25.8 መስተጻምር መታን ክ - so that
25.9 መስተጻምር ከም ዝ - conjunction that
25.10 መስተጻምራዊ ጥብቆ ቅድሚት እና - conjunction ing-form
25.11 መስተጻምር ካብ ዝ - conjunction prefer to
25.12 መስተጻምር እንካብ ዝ - conjunction rather than
25.13 መስተጻምራዊ ጥብቖ ቅድሚት ከይ conjunction without
25.14 መስተጻምር ምእንቲ conjunction in order to
25.15 መስተጻምር ክ ከሎ conjunction while
25.16 መስተጻምር ምስ - conjunction when
26 ኣዛማዲ ሓረጋት - relative clauses
27 መእተዊ ኵነታዊ ሓረጋት introduction conditional clauses - if-clauses
27.1 ዝካኣል ኵነታዊ ሓረጋት type 1 if clauses
27.2 ዘይመስል ኵነታዊ ሓረጋት - type 2 conditional clause
27.3 ዘይከውን ኵነታዊ ሓረጋት type 3 conditional clauses