ጀርመን ሰዋስው

እዚ ሰዋስው መምሀሪ ካርታ፡ ሓደ ሽነኽ እቲ ሰዋስው ትግርኛ ኣስራርዑ ይሕብር፣ በቲ ካልእ ሽነኽ ድማ፡ እቲ ለውጢ ሰዋስው ኣብ መንጎ ጀርመንን ትግርኛ ዘሎ የብርህ፡ ዕላሙኡ ደማ፡ መታን ቋንቋ ጀርመን ምምሀሩ ከፋኩስ  ይኾውን።

እዚ ሰዋሳዊ ኸፍሊ ኣብ ኽልተ ይምቀል፣ ሓደ ንዝተፈላለዩ ስማት ዓይነት ካልኣይ ድማ ኣሳራርዓ ዓረፍተ ነገር ይሕብር፡ እዚ ሰዋስው መምሀሪ ካርታ፡ ሓደ ሽነኽ እቲ ሰዋስው ትግርኛ ኣስራርዑ ይሕብር፣ በቲ ካልእ ሽነኽ ድማ፡ እቲ ለውጢ ሰዋስው ኣብ መንጎ ጀርመንን ትግርኛ ዘሎ የብርህ፡ ዕላሙኡ ደማ፡ መታን ቋንቋ ጀርመን ምምሀሩ ከፋኩስ  ይኾውን። 

ንነብሲ ወከፍ ናይ ሰዋስው ኣርእስቲ፣ ንዕዑ ዝሳማማዕ ቓላት ካርታ ኣሎ። 

ዝተሓደሱ ካርታ ንምሳሌ በቲ ዕለት (04.02.2016) ተዋሂቡ ዘሎ ክትፈለጥዎ ትኽእሉ። እንተድኣ እቲ ካርታ ኣውሪድኩሞ ኣንኪ ብዓሉ ከሔድሶ ኢዩ።


1 መእተዊ  ሰሚናር ንስዋስው

 


(2013) ስነ-ቓላት ንስዋስው
02_00_ ስማት_Hauptwörter.apkg (12.64MB)
(2013) ስነ-ቓላት ንስዋስው
02_00_ ስማት_Hauptwörter.apkg (12.64MB)